ሄርማ ኮሆን ኣብ ጉዳያት ምርጫ ኢትዮጵያን ወደብ ዓሰብን

Embaixador Herman J. Cohen

ምኽትል ምንስቴር ወፃኢ ዩናይትድ ስቴትስ ንጉዳይ ኣፍሪካ ዝነበሩ ሄርማን ኮሆን መንግስቲ ኢትዮጵያ ናፃን ፍትሓን ምርጫ ንምክያድ ክፈርሕ የብሉን ኢሎም።ዓሰብ ብዝብምልከት ኣብ ናይ ለንደን ኮንፈረንስ ኢትዮጵያ ንዓሰብ ክትሓትት ኣለዋ ኢሎምዎ ብዛዕባ ዝብሃል እውን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ ኢሎም።ዓሰብ ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ እያ፤ኢትዮጵያ ድማ ወደብ ዓሰብ ናይ ምጥቃም መሰል ኣለዋ ኢሎም።ዝርዝሩ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሄርማን ኮሆን ኣብ ጉዳያት ምርጫ ኢትዮጵያን ዓሰብን