ኩነታት ሞት ህጻናት ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኩነታት ሞት ህጻናት ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ

ኣብ እዋን ኲናት ክልል ትግራይ ሞት ህጻናት ብኣርባዕተ ዕጽፊ ምውሳኹ ኣብ እዋኑ ዝተገብሩ መጽናዕታት የመልክቱ። ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያን ፍቓድ ምእታው መድሃኒትን’ከ እንታይ ለውጢ ኣሎ? ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ናብ ሓንቲ ካብ መደበራት ጥዕና ተዛዊሩ ዝለኣኾ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ኣብዚ ማእከል ጥዕና ዘሎ ኩነታት ንዅሉ ኣብ ክልልትግራይ ዘሎ ኩነታት ዘይውክል ክኸውን ይኽእል’ዩ።