ኣብ ኣፈዋውሳ ሕማማት ኣካላት መፍረ ዘተኮረ መጽሓፍ ተዘርጊሓ

Your browser doesn’t support HTML5

ብክኢላ መወለዳን ኣቶ ኤፍሬም ዝብኣይ ዝተጻሕፈት “ኣብ ኣፈዋውሳ ሕማማት ኣካላት መፍረ ደቂ ኣንስትዮ” ዘተኮረት መጽሓፍ ናብ ተጠቀምቲ ተዘርጊሓ'ላ። እታ መጽሓፍ ኣብ ክልቲኡ ጾታ ዝረኣዩ ሕማማት ኣካላት መፍረን ሳዕቤናቶምን፡ ኣፈታትሖምን ዘጠቃለሉ 11 ምዕራፋት ዝሓዘት ምዃና ጸሓፊኣ ኤፍሬም ዝብኣይ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ።