ታሪኻዊ መፅናዕታዊት ፊልም ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ናብ ህዝቢ ቀሪባ

  • ግርማይ ገብሩ
ነቲ ታሪኽ ዝፃሓፉን ናብ ፊልም ዝቀየሩን ክልተ ጋዜጠኛታት ኣጋይሽና እዮም

ኣብ ኢትዮጵያ ንታሪኽ ሜጀር ጀነራል ሓይሎም ኣርኣያ ትምልከት ታሪኻዊት ፊልም ብኣምሓርኛ ተዳልያ ንፈለማ ጊዜ ኣብ መቐለ ናብ ህዝቢ ቀሪባ።ኣብ'ዚ ቀረባ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ኣብ ወፃኢ ሃገራትን ምስ ተራእየት ብቪድዮ ተራቢሓ ናብ ተመልከቲ ከምትቀርብ እቶም ኣዳለውታ ሓቢሮም።

ፍረወይኒን ሳህለን