መቐለ —
ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ኣብ ክልል ትግራይ ተቋሪጹ ዝጸንሐ ስርዓተ ትምህርቲ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ምጅማሩ ብመራኸቢታት ተገሊጹ ነይሩ። ብዘለካ ምጅማር’ዶ ምጽናሕ ይሓይሽ ነዊሕ ከዛርብ ዝጸንሐ ኰይኑ፡ ኩነታት'ተን መስርሕ ምምሃር ምስትምሃር ዝጀመራ ኣብያተ-ትምህርቲ ንምርኣይ፡ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ናብ ወረዳ ሓውዜን ተጓዒዙ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ክልል ትግራይ፥ ገለ ክፋል ተመሃሮን መምህራንን ኣብ ዝተመልሱሉ መሰረታዊ ቀረባት ግን የሎን