ዋሽንግተን —
ምኽትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስ ኣብቲ ዝተማሃራሉን ስነ-ስርዓት ውፅኢት ምርጫ ንምጽንባል ኣብ ዝተዳለወሉን ሃዋርድ ዩኒቨርስቲ ትማሊ ረቡዕ ድሕሪ ሰዓት ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2024 ምዕዋቶም ኣሚነን።
ሃሪስ ንውፅኢት ምርጫ ከም ዘኽብራ ቕድሚ ሰሙናት'የ ገሊጸን።
Your browser doesn’t support HTML5
ሕጽይቲ ደሞክራሲያዊት ሰልፊ ሃሪስ ንፕረዚዳንታዊ ዓወት ትራምፕ ተቐቢለን