ቪድዮ ባህላዊ ስነጥበብ ከተማ ሃረር ነሓሰ 15, 2017 ዊንታ ኪዳነ Your browser doesn’t support HTML5 ህዝቢ ሃረር በቲ ነታ ከተማ ዘፍልጣ ኢደ ጥበባዊ ስርሓት ይኾርዑ። እዚ ካብ መቃንን ሕብራዊ ፈትሊን ዝሰርሕዎ ኢደ ጥበባዊ ስርሓት ካብ መትሓዚ ዝተፈላለየ ነገር ዝኾነ ጀምቢል፡ መመላኽዒ ገዛን ቆብዕን ዝአመሰሉ ስርሓት ዘጠቓለለ እዩ።