ዓመታዊ ሃይማኖታዊ ምብጻሕ ሕጃ ተጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

Joel Balcita comforts his daughter Sadie just before she starts her first day of grade 1 at P.S. 130 in the Brooklyn borough of New York City.

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣመንቲ እስልምና ነቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝኻየድ ምብጻሕ ሕጃ ምጅማሮም ተሓቢሩ።

እቲ ሎሚ ዝተጀመረ ምብጻሕ ሕጃ ንሓሙሽተ መዓልታት ዝጸንሕ ኮይኑ ኣብ ዙርያ እቲ ብካቡ ዝጽዋዕ ቅዱስ ቦታ ብምዛር ዝካየድ እዩ።

ኣብዘን ሓሙሽተ መዓልታት ኣብ መላእ ዓለም ዝርኸቡ ኣመንቲ እስልምና ናብ ካባ ኣንፈቶም ብምግባር ይጽልዩ።

ነፍሲ ወከፍ ተኸታሊ እምነት እስልምና ብውሑዱ ኣብ ህይወት ዘመኑ ሓንሳብ ሕጃ ክፍጽም ይግባእ።