ምስ ወናኒ ትካል ሕጊ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ነፍታሌም ተኽላይ ሃብተማርያም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ስያትል ዋሽንግተን ዝመደብሩ ሃብተማርያም ትካል ሕጊ ሓደጋ መኪና ሓዊሱ ብዝተፈለለየ ኣጋጣሚታት ሓደጋ ንዘጋጠሞምሰባት ብምውካል ዝካሓስሉ መንገዲ ብመንጽር ሕጊ ዝናዲ ትካል ሕጊ'ዩ። መስራቲን ወናኒን ትካል ሕጊ ሃብተማርያም ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ነፍታሌም ተኽላይ ሃብተማርያም ኣብ ኤርትራዊ ቀዳማይ ናይ ሕጊ ድግሪ ድሕሪ ምሓዙ ኣብ ጀርመን ማስተርስ ድግሪ ናብ ኣመሪካ ምስ መጸ ከኣ ካብ ካንሳስ ዩኒቨርስቲ ብጀይዲ (ዶክተረይት) ተመሪቑ።