ቤት ፍርዲ እስራኤል ንክሱስ ሃናንያ ሻባት፡ ካብ ተሳትፎ ናዕቢ ቅትለት ኤርትራዊ ሃብቶም ዘርኦም ናጻ ዝበሎ፡ “ተግባራቱ ምኽንያታዊ `ዩ ኔሩ” ብዝብል`ዩ።
ምስ ሓደ ኣሸባሪ ተኳሳይ ብምግጋይ ሓለፍቲ መንገዲ ከይተረፈ ረጋጊጾም ዝቐልዎ ሃብቶም፡ ብኣጋጣሚ በቲ ተኹሲ ዝተፈጥረሉ ቦታ ይሓልፍ ስለዝነበረ`ዩ።
ሃብቶም ብዘይ ምኽንያት ብግፍዒ ከምዝተቐተለ ዝምጉት ጠብቕኡ፡ ካብ መንግስቲ ንቤተሰቡ ዝውሃብ ናይ 780 ሺሕ ዶላር ካሕሳ ይሓትት ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ንኤርትራዊ ሃብቶም ዘርኦም ብምቕታል ዝተኸሰሰ እስራኤላዊ ፖሊስ፡ ብቤት ፍርዲ ናጻ ተባሂሉ