ዓረና ዘቕረቦም ኽስታት ካብ ሓቂ ዝረሓቑ እዮም ኢሉ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

መልሲ መንግስቲ ክልል ትግራይ


ተቓዋሚ ፓርቲ ዓረና ትግራይ ገዛኢ ፓርቲ ህውሓት ኣብ ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ ማእሰርትን መግሃስትን ይፍፅም ኣሎ ክብል ዘስምዖ ኽሲ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ልሙድ ናይ ፕሮፓጋንዳ ጠቐነ እዩ ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ፍትሕን ፀጥታን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣቶ ሓዱሽ ዘነበ።ንዝርዝሩ የድምፁ።