ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ካብ ዓርቢ ወጋሕታ ክሳብ ቀዳም ወጋሕታ ኣገልግሎት ቴለፎንን ኢንተርነትን ተቋሪጹ ብዙሕ ሰብ ካብ ገዝኡን መንገዱን እናተታትሕዘ ምእሳሩ ሓደ ነባሪታ ከተማ ገሊጹ።
ብተወሳኺ ኣባላትን ደገፍትን ኮሚቴ ሕቶ ወልቃይትን መንነት ኣምሓራ ናይ ምህዳን ተግባር ይካየድ ኣሎ ክብሉ'ውን ኣቶም ነባሪ ን ድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም።