መድረኽን ኢዴፓን ንዘይምርግጋእ ወልቃይት ጎንደር ነናቶም መግለፂታት ይህቡ

ከተማ ጎንደር

ተቓወምቲ ፓርትታት ኢትዮጵያ መድረኽን ኢዴፓን ብዛዕባ ዘይምርግጋእ ወልቃይት ጎንደር ነናቶም መግለፂታት ኣውፂኦም።

ኢዴፓ ንዝተፈጥረ ቕትለትን ዕንወት ንብረትን ብነፃ መርማሪ ኮሚሽን ክምርመር ክሓትት ከሎ መድረኽ ክኣ መንግስቲ ንመረረት ህዝቢ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ኣይምልስን ክብል ኸሲሱ።

መለስካቸው ኣምሃን እስክንድ ፍሬውን ንዝለኣኽዎ ፀብፃብ ምንያ ኣፈወርቂ ክተቕርቦ እያ።

Your browser doesn’t support HTML5

መድረኽን ኢዴፓን ንዘይምርግጋእ ወልቃይት ጎንደር ነናቶም መግለፂታት ይህቡ