ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ስንስርዓት ሽልማት Golden Globe ብሉፃት ዳይረክተራት፣ተዋሳእቲትን ፊልምታትን ተሸሊሞም።ካብ Hollywood Foreign Press Association ዝተውሃቡ ሽልማታት ኣብ ናይ ኣሜሪካ ፊልም ኢንዱስትሪ ናይ ዝካየድ ስነስርዓት ሽልማት እዋን ምጅማሩ ዝሕብር እዩ።ዝርዝሩ የድምፁ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሽልማት ጎልደን ግሎብ