ኤርትራ፡ ካብ ግሉተን ናጻ ዝዀነ ፓስታ

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ፡ ካብ ግሉተን ናጻ ዝዀነ ፓስታ

ሓሙሽተ ምሩቓት ሕርሻዊ ምህንድስና ካብ ባእታ ግሉተን ናጻ ዝዀነ ፓስታ አዳልየን። ከም ኣገልግላጻ ሓንቲ ካብተን ኣማዕበልቲ እዚ ስራሕ፡ እቲ ቀንዲ ኣተኵሮ ሕብረተስብ ክረኽቦ ካብ ዝኽእል ጥረ-ነገራት’የን ሰሪሐንኦ። ነቲ ዓቢ ትሕዝቶ ከም ዘይብሉ ተራእዩ ክጓሓፍ ዝጸንሐ ከም ቅራፍ ባናና መሊሰን ብምምስራሕ ድማ ኣብ ጥዕናን መኣዛዊ ትሕዝቶን እቲ መግቢ ለውጢ ንምምጻእ ጽዒረን ኣለዋ።