ጀርመን ስደተኛታት ንምግታእ ፍተሻ ትጅምር

Your browser doesn’t support HTML5

ጀርመን ስደተኛታት ንምግታእ ፍተሻ ትጅምር

ጀርመን መንግስታ ብዘይስሩዕ መንገዲ ንዝኣትዉ ስደተኛታት ንምግታኦም ኣብ ዝፍትነሉ ዘሎ ኣብዚ እዋን ኣብ ኹሉ ናይ መሬትን ባሕርን ዶባታ ፍተሻ ናይ ምግባር መስርሕ ምትግባር ጀሚራ።

እዚ ነቲ ቀንዲ መኣዝን መሰረት ሕብረት ኤውሮጳ ዝኾነ ነጻ ምንቅስቃስ ዘፍርስ'ዩ ብምባል ብዙሓት ጎረባብቲ ጀርመን ነዚ ውጥን ነቂፈንኦ'ለዋ።