ቃለ-መጠይቕ፡ ንቖልዑት እናኣዘናግዐ ፊደላትን ቃላትን ዝምህር ግድላት ዘዳለወ ኤርትራዊ-ኖርወጃዊ አቶ ሙሉጌታ ተስፋማርያም

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ፡ ንቖልዑት እናኣዘናግዐ ፊደላትን ቃላትን ዝምህር ግድላት ዘዳለወ ኤርትራዊ-ኖርወጃዊ አቶ ሙሉጌታ ተስፋማርያም

ንቖልዑት እናኣዘናግዐ ፊደላትን ቃላትን ዝምህር ግድላት ዘዳለወ ኤርትራዊ-ኖርወጃዊ አቶ ሙሉጌታ ተስፋማርያም: ቆልዑት ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ፈደላት ግእዝ ወይ ትግርኛ ከጽንዑ ዝሓሸ ዕድላት ኣሎ ብዝብል ዝተፈላለየ እናዘናግዑ ዘስተምህሩ ግድላት (ፓዝላት) ምሂዙ`ሎ።

ኣቶ ሙሉጌታ ተስፋማርያም፡ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ብዑደት ኣብ`ዚ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘኻየዶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።