ትንታነ- ንህልው ኩነታት ማእከላይ ምብራቕ

Your browser doesn’t support HTML5

ዝሓለፈ ዓመት 7 ጥቅምቲ 2024 ብመጥቃዕቲ  ሓማስ ዝጀመረ ኵናት እስራኤል-ሓማስ  ሎሚ ናብ ዶብ ሊባኖስ ምስ ጉጅለ ሕዝቦላህ ሰፊሑ፡ ሚሳይላት ኢራን'ውን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ናብ እስራኤል ምውንጫፍ ዝሓወሰ ግጭት ኾይኑ'ሎ። ብዙሓት ወገናት እቲ ጎንጺ ዞባዊ ከይኸውን'ዉን ስግኣቶም ይገልጹ ኣለው።  ንህልው ኩነታት ማእኸላይ ምብራቕብዝምልከት ትንታነ ክህበና ንዓብድራሕማን ሰይድ ካብ ለንደን ኣዘራሪብናዮ ኣለና::