ሓዲሽ ፖሊሲ ኢንቨስትመንት ኤርትራ ብትግባረ ክስነ ኣለዎ ይብል ዶ/ር ጋይም ክብረኣብ Part-2

Map of Eritrea

`እቲ ተበግሶ ጽቡቕ `ዩ፡ ግን እቲ መንግስቲ ንሕጊ ተሓታትነቱ ከረጋግጽ ኣለዎ`

ምስ ፕሮፈሰር ጋይም ክብረኣብ ካብ ሳውዝ ባንክ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ንዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡ ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ግን ንዓርቢ ክቐርብ`ዩ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Gaim-kibreab-Part-2