ሓዲሽ ፖሊሲ ኢንቨስትመንት ኤርትራ ብትግባረ ክስነ ኣለዎ ይብል ዶ/ር ጋይም ክብረኣብ ታሕሳስ 26, 2012 Map of Eritrea `እቲ ተበግሶ ጽቡቕ `ዩ፡ ግን እቲ መንግስቲ ንሕጊ ተሓታትነቱ ከረጋግጽ ኣለዎ` ምስ ፕሮፈሰር ጋይም ክብረኣብ ካብ ወስት ባንክ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ንዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡ ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ግን ንዓርቢ ክቐርብ`ዩ፡ Your browser doesn’t support HTML5 Gaim-kibreab