ኣቶ ኣስገደ ብዛዕባ ወፍሪ ቐይሕ ኮኸብ ዝፃሓፍዎ ዘይነበርሉ ታሪኽ'ዩ ኢሎም ኮሎነል ይትባረክ

  • በትረ ስልጣን

COLONEL YITBAREK AMARE

ህዝባዊ ግንባር ኣብ እዋን ደርቂ ን ዝተኸተሎ ፖሊሲ ህወሓት ኣውጊዙዎ'ዩ ይብሉ

ህወሓት ምስ ሻዕብያ ካብ ወጋሕትኡ ኣትሒዙ ዝፈጠሮ ርክብ ጌጋ'ዩ ዝብል ገምጋም ተቐባልነት የብሉን ዝብሉ ኮለኔል ይትባረክ - ኣንፃር ደርጊ ምትሕብባር ምፍጣር ብመሰረቱ ቅኑዕ'ዩ ኢሎም።

ምስ ሻዕብያ ይኹን ምስ ጀብሃ ይኹን ምስ ኢህኣፓ ኩሎም ፀረ ደርግ ሓይልታት - ተሰማሚዕካ ንደርጊ ምውቃዕ - ካብ መጀመሪኡ ናይ ህወሓት ፖሊሲ እዩ ነይሩ ይብሉ ኮለነል ይትባረክ።

ካልኣይ ክፋል ናይ'ቲ ቃለ-መሕትት ይስምዑ