መደረ ፕረዚደንት ትራምፕ ንኣባላት ቤት ምኽሪ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንላዕለዋይ ታሕተዋይን ባይቶ ኣመሪካ መደረ የስምዕ ኣሎ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መደረ ፕረዚደንት ትራምፕ ተበግሶ ምምሕዳሩ ንምስፋን ሰላም ማእከላይ ምብራቕ ከምኡ’ውን ምዝዛም ኲናት ዩክሬንን ካልእ ፖሊስታትን ኣመልኪቱ ክዛረብ ምዃኑ ካብ ቤት ጽሕፈቱ ዝወጽአ መግለጺ ይሕብር።