መራሕቲ መካይን መቐለ ነዳዲ ንምምላእ ሰዓታት ይጽበዩ

Your browser doesn’t support HTML5

መራሕቲ መካይን መቐለ ነዳዲ ንምምላእ ሰዓታት ይጽበዩ

መራሕቲ መካይንን ሞተር ብሽክለታ መቐለ ነዳዲ ንምምላእ ንሰዓታት ኣብ ገሊኡ’ውን ንመዓልታት ኣብ መስርዕ ክጸብዩ ከም ዝተገደዱ ኣብቲ ቦታ ተዘዋዊሩ ዝተዓዘበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ይገልጽ። ገለ ካብ መዓደኒ ነዳዲ’ውን በቲ ዘሎ ሕጽረት ክዕጸዋ ምግዳደን ተሓቢሩ ኣሎ። እዚ ኾይኑ ግን ተገልገልቲ “ካብ ጸሊም ዕዳጋ ዝርከብ ነዳዲ ፈጺሙ ኣይበዀረን፡” ይብሉ።