ዜጋታት ወጻኢ ሃገራት ኣብ ሊባኖስ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ዜጋታት ወጻኢ ሃገራት ኣብ ሊባኖስ

ሰራዊት እስራኤል ኣጋር ሰራዊቱ ኣብ ልዕሊ ሚልሻታት ሕዝቦላህ ሎሚ ሰሉስ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምኽፋቶም ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ከቢድ ኵናት ይካየድ ምህላዉ ኣፍሊጡ። እዚ ዳሕረዋይ መጥቃዕቲ ምግፋሕ'ቲ ጎንጺ ኣብቲ ዞባ ከምዝኾነ ይግለጽ ኣሎ።

ብኻልእ ዜና ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ከም ኢትዮጵያውያን ፊሊፕንስ ሺሪላንካን ሱዳናውያንን ዝበሉ ዜጋታት-ወጻኢ ሃገራት ካብ ደብዳባት ነፈርቲ እስራኤል ኣብ ዝሃድምሉ ሃዋሁ ክወጹ ዘለዎም ድልየት ይገልጹ።