ቪድዮ ዜጋታት ወጻኢ ሃገራት ኣብ ሊባኖስ ጥቅምቲ 01, 2024 ዜና ቪኦኤ Your browser doesn’t support HTML5 ሰራዊት እስራኤል ኣጋር ሰራዊቱ ኣብ ልዕሊ ሚልሻታት ሕዝቦላህ ሎሚ ሰሉስ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምኽፋቶም ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ከቢድ ኵናት ይካየድ ምህላዉ ኣፍሊጡ። እዚ ዳሕረዋይ መጥቃዕቲ ምግፋሕ'ቲ ጎንጺ ኣብቲ ዞባ ከምዝኾነ ይግለጽ ኣሎ።