ተጻባእቲ ኣመሪካ ዝኾና ሃገራት መጻኢ ምርጫ ኣመሪካ ክጸልዋ ይፍትና ምህላወን ተገሊጹ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ተጻባእቲ ኣመሪካ ዝኾና ሃገራት፡ ንውጽኢት`ቲ ዝመጽእ ሕዳር ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ክጸልውኦ ይፍትና ከም ዘለዋ ይግለጽ ኣሎ። ኣብዚ ዝተራቐቐ ስራሕ ተጠቀስቲ ኮይነን ዘለዋ ሃገራት ሩስያን ኢራንን'የን። ፕረዚደንታዊ ውድድር ኣመሪካ፡ ኣድመጽቲ ንምኽሳብ ናብ ዲቕ ዝበለ ጎስጓስ ኣትዩ`ሎ።