አድላይነት ውጥን ምንካይ ብኽነትን ምብልሻውን እኽሊ ኣብ ዓለም

  • መለስካቸው ኣምሃ

ብኽነትን ምብልሻውን ምህርቲ እኽሊ ብደረጃ ዓለም ብፍርቂ ንምንካይ ዘክእል ውጥን ትካል ገባሪ ሰናይ ሮክፌሌር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ኣብዚ እዋን'ዚ ብዝተፈላለየ ምክንያት ዝባኽን ምህርቲ እክሊ ኣብ ጥቕሚ እንተዝውዕል ኣብ ዓለም ብጥምየትን ጉድለት ኣመጋግባን ንዝሳቀዩ ሚልዮናት ምድሓን ምተኻእለ'ውን ተባሂሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ውጥን ምንኻይ ብኽነትን ምብልሻውን እክሊ ኣብ ዓለም ወግዓዊ ኮይኑ