ቪድዮ ንዓድታት ዑና ዓንዶምን ኮዓቲትን ኣባኢሳ ትብሃል ማሰ- ብግርማይ ኣስፍሃ ሓምለ 21, 2023 ተወልደ ወልደገብረኤል Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ኤርትራ ካብ ዝፍለጡ ታሪኻት ማሰን መልቀስን፡ ንዓድታት ዑና ዓንዶምን ኮዓቲትን ኣባኢሳ ትብሃል ማሰ`ላ ፡ብዛዕባ ገለ መጽናዕቲ ዝገበረ ግርማይ ኣስፍሃ፡ከምዚ ይብል።