ማሕበር ፍኖተ-ሰላም ንምቅርራብ ህዝብታት ትዕልም

Your browser doesn’t support HTML5

ማሕበር ፍኖተ-ሰላም ንምቅርራብ ህዝብታት ትዕልም

ነበርቲ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ዝኾኑ ገለ ኤርትራውያንን ተጋሩን ንምቅርራብ ህዝብታት ዝነጥፍ ፍኖተ-ሰላም ዝሰመዩዎ ትካል መስሪቶም ይንቀሳቀሱ'ለዉ። ብዛዕባ'ዚ ትካል ኣቃውማን ዕላማን ካብ ህዝባዊ ርክባት'ቲ ትካል ንዶ/ር ይፍደኣምላኽ ተስፋማርያምን ኣቶ ኣማኑኤል በርሀን ኣዘራሪባ ንመደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ቀሪባቶ'ላ።