ቃልሲ ህዝቢ ኩናማ-ኤርትራ ንሓርነትን ፍትሕን ዝዓለመ ዲሞክራሲይዊ ቃልሲ’ዩ።ስለዝኾነ ይድግፎ'የ ይብል ኣቶ ፍሊፖ ዘካርያ።
‘እቲ ውድብ ዴሞክራስያዊ’ዩ ዝብል ፍሊፖ ግን ኣቶ ቆርነሌዎስ ኣብ’ቲ ኣመራርሕኡ ዴሞክራስያዊ ኣይኮነን’የ ዝብል ዘለኹ’ውን’ ይብል ንሱ።
‘ፀገመይ ምስ’ቲ ዝኣምነሉ ውድብ ዘይኮነስ ምስ ኣቦ-መንበር’ቲ ውድብ ኣቶ ቀርነሌዎስ ኡስመን’ዩ’ ይብል ሓላፊ ክፍሊ ፀጥታ ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቃስ ህዝቢ ኩናማ ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ ፍሊፖ ኢሳ ዘካርያ።
ኣቶ ፍሊፖ ብነቀፍቱ ‘ብዓመፅ ዝኣመንን ኣብ ገለ ምፅራያት ምስ’ቲ መሪሕነት ስለዘይተሰማመዐ ካብ’ቲ ውድብ ከምዝሰለመን’ ይዝረበሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
1ይ ክፋል ቃለ-መጠይቅ
Your browser doesn’t support HTML5
2ይ ክፋል