ምኽሪ ክኢላታት ጥዕና ንጸገም ስእነት ድቃስ
Your browser doesn’t support HTML5
ውጥረትን ፀቅጥን ኣብ ዝወሰኸሉ ስእነት ድቓስ ናይ ብዙሓት ሰባት ፀገም እናኾነ ይመፅእ’ሎ። ኪኢላታት ጥዕና ብዛዕባ’ዚ ፀገም ገለ ምኽሪን-ፍታሕን ሂቦም’ለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5