ልዕሊ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣዕናዊ ኵናት ትግራይ

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ትግራይ ዝተፈላለዩ ኵናት፣ ዕንወትን ኪሳራታትን ዘለዎ ምኳኑ ብምዝኽኻር እንተኾነ ግን ‘’ከምዚ ናይ ሎሚ ኵናት ኣብ ሓሙሽተ ወርሒ ዝተፈፀመ ግፍዒ፣ጥፍኣትን ዕንወትን ኣብቶም ዝሓለፉ ናይ ኢትዮጵያ ታሪኽ ተኸሲቱ እዩ ዝብል እምነት የብለይን’’ ክብል ይገልፅ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህርን ተመራማራይን ኣብዚ ሕዚ እዋን ንስራሕቲ መፅናዕቲ ኣብ ጀርመን ሃምቡርግ ዝርከብ ዶክተር ሓጎስ ኣብርሃ ። ንፖለቲካ ኢትዮጵያ ብቀረባ ከምዝከታተል ዝገለፀ ኣብዚ ኣብ ሲያትል ዋሽንግተን ዝነብር ኣቶ ኣበበ ተስፋይ ብወገኑ ህዝቢ ትግራይ በዚ ኵናት ኣዚዩ ከምዝተሃሰየ ይገልፅ።

እቲ ኵናት ዝርከበሉ ደረጃ፣ዘውረዶ ዕንወትን ካብዚ ዓፅቕቲ ኢሎም ዝፀውዕዎ ዕንወትን ብርሰትን ከመይ ክ ወፃእ ከምዝክኣልን መፍትሒ ሓሳባት እውን ሂቦም ኣለው ዶክተር ሓጎስን ኣቶ ኣበበን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክ ኣል ።።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት