መቐለ —
ኣብ ከተማ መቐለ እትርከብ ማእከል ሕክምና ዓይኒ ፍፁም ብርሃን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ን163 ጸገማት ዓይኒ ዝጸንሖም ዜጋታት ናጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ሂቡ ነይሩ።
ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ፡ ንሓፈሻዊ ኣገልግሎት እታ ማእከልን ኣብቲ 'ዋን ዝነብረ ኩነታት ብዝምልከት ዘዳለዎ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ሕክምና ዓይኒ ፍፁም ብርሃን፡ ብርሃን ዜጋታት ትመልስ