ሲስተር ይርጋኣለም ኢሳቕ ን30 ዓመታት ኣብ ሞያ ነርስ፡ ብዋጋ ኵሉ ውልቃዊ ህይወት
Your browser doesn’t support HTML5
ሲስተር ይርጋኣለም ኢሳቕ ቅድሚ ሰላሳ ዓመታት ሞያ ነርስ ከም መሕረሲት ኰይና ከም ዝጀመረት ትግለጽ፡ ኣብ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ሆስፒታል ፊስቱላ ከም ርእሰ ነርስ ኮይና ን19 ዓመታት ሰሪሓ ኣላ።
ኣብዚ ኣዝዩ ተኣፋፊ ሞያ ክትሰርሕ ግን ዝበዝሕ ውልቃዊ ህይወታ መስዋእቲ ብምኽፋል’ዩ። ንተመኵሮኣን ታሪኽ ህይወታን ብዝምልከት ኣዘራሪብናያ ኣለና።