ቃለ-መጠይቕ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተመርኩሱ መጽሓፍ ምስ ዘውጽአ ኣቶ ፍስሃጺዮን ገብረ-መወዳእታ ክፋል

“መእተዊ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ተመኩሮይ ኣብ ሰውራ ኤርትራን” ኣርእስቲ`ታ መጽሓፍ`ዩ;

ባድመ ሽሕ`ኳ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ንዋጋኣላ እንተነበርና፡ ሕጂ`ውን ኣብ ትኸዶ የብላን፡ ዝብል ኣቶ ፍስሃጺዮን፡ ስርዓት ኢሳያስ ምስ ተኣልየ ብቤት ፍርዲ ዝተበየነ መሬት ናብ ዋናታቱ ክምለስ`ዩ ይብል።

ሳልሳይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ስምዑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

FISSEHATSION