ፍርሳ፡ ንዕቃበ ባህሊን ምስግጋርን
Your browser doesn’t support HTML5
ንባህላዊ መነባብሮ ህዝቢ ራያ እተንጸባርቕ “ፍርሳ” እትብል ተኸታታሊት ድራማ ኣብ መርበብ ዩትዩብ ተጻዒና ናብ ተዓዘብቲ ቀሪባ ኣላ።
ንስርሓት እዛ ድራማ ብዝምልከት ንኣባላት ጉጅለ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5