መቐለ —
ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሓደሽቲ ውጽኢት ምርምር ዝኮኑ ስርሓት ሻምብቆ ዘመናዊ ቆፎን ቡቁሊ ስገምን ኣብ ሓረስቶት ዘለዎም ተቀባልነት ንምፍታሽ ናብ ወረዳታት ደጉዓ ቴምቤንን ሓውዜንን ብምንቅስቃስ ተዓዚብና።
Your browser doesn’t support HTML5
ምስ ተጠቀምቲ ሓዱሽ ምርምር ቴክኖሎጂ ዝኮኑ ሓርስቶት ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5