ዓለም-ለኸ ፈስቲቫል ትግራይ 2014

ፈስቲቫል ትግራይ 2014

ፈስቲቫል ትግራይ 2014 ኣብ መቀለ ቀፂሉ‘ሎ።ንክዕፆ ክልተ መዓልታት ዝተርፎ እቲ ፈስቲቫል፣ቀዳመ ሰናብቲ ዝተፈላለዩ መደባት ዝተሳለጠሉ ኮይኑ ከምዝሓለፈ ሓደ ተሳታፋይ ሓቢሩ።

ካብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝገየሸ ኣርቲስን ነጋዳይን እምብዛ ስብሃትለኣብ፣መቀለ ብኣጋይሽ ተጨናኒቃ‘ላ።ሆቴላት መሊኦም ነባራይ‘ታ ከተማ ገሪምዎ‘ሎ።

እንተኾነ ወቅቲ ዘምፀኦ ክራማትን ዝናብን ብሕልፊ ነቶም ኣብ ደገ ዝፍፀሙ መደባት ብኣሉታ ከምዝፀለዎ ኣይከወለን።

Your browser doesn’t support HTML5

ሪፖርት ፈስቲቫል ትግራይ 2014