"ድኽነትን ጥምየትን ብደረጃ ዓለም ነክዩ " ሕቡራት ሃገራት

  • በትረ ስልጣን

"ድኽነትን ጥምየትን ብደረጃ ዓለም ነክዩ " ሕቡራት ሃገራት

ዓንኬል ድኽነትን ጥምየትን ንምስባር፣ ሓያል ማሕበራዊ ሓለዋ ንድኽታት ገጠር ክግበረሎም ይግባእ ይብል ሪፖርት ሕቡራት ሃገራት።ኣገልግሎት ምልእኣኽ ገንዘብ፣ ፕሮግራም ቀለብ ኣብ ቤ/ትምህርቲን ፕሮጀክታት ህዝባዊ ስራሕት ገለ ካብኣቶኦም’ዮም።

ትካል መግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ዘውፀኦ ሪፖርት፣ ብደረጃ ዓለም ይካየድ ዘሎ ወፍሪ ፀረ ጥምየትን ድኽነትን ‘ርኡይ ለውጢ’ ከምዝተራኣዮ ይሕብር።

እንተኾነ ሎሚ’ውን ኣብ ናእሽቱ ግራት እናሓረሱ ዝናበሩ ወሲኽካ 796 ሚልዮን ሰባት ‘ተጠቃዕቲ ጥምየት’ዮም’ ይብል እቲ ሪፖርት።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ጸብጻብ ትካል መግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ዘውፀኦ ሪፖርት