ጻንሖት ምስ ኣተሓባበርቲ ወፍሪ ምግጣም ደርቂ ክልል ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ጻንሖት ምስ ኣተሓባበርቲ ወፍሪ ምግጣም ደርቂ ክልል ትግራይ

ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንሰንኪ ኲናትን ብዘጋጠመ ድርቅን ንዝሓልፍ ዘሎ ህይወት ሰባት እንስሳትን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ፌደራል መንግስቲን ዓለምለኸ ማሕበረሰብን እጃሞም ክበርክቱ ፀዊዑ ነይሩ።

እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ግዱሳት መንእሰያት ኣቀዲሞም ንማሕበረሰቦም ብማሕበራዊ መራኸብታት ፃውዒት ብምግባር ልዕሊ 50-ሚልዮን ብር ኣተኣኻኺቦም ሓገዝ ኣብ ምብርካት ይርከቡ።

ካብቶም ኣተሓባበርቲ እዚ ወፍሪ ሓንቲ ንዝኾነት ብርኽቲ ሃይለ ኣዘራሪብናያ ኣለና።