ደርቂን ሕጽረት መግቢን ኣብ ኣፍሪቃ

Your browser doesn’t support HTML5

ብመሰረት ሓበሬታ ሕቡራት ሃገራት: ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዝሓለፈ 70 ዓመታት ዘይተራእየ ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቀውሲ ኣጋጢምወን ኣሎ። ኣብ መላእ’ታ ኣህጉር 20 ሚልዮን ሰባት እኹል መግቢ ኣይረኽቡን።