ቪድዮ ኢሎክቶርያል ኮሌጅ እንታይ ማለት'ዩ? ጥቅምቲ 21, 2024 Your browser doesn’t support HTML5 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኤልክቶራል ኮለጅ ብዝብሃል ኣገባብ’ዩ ነቲ ብህዝቢ ዝተወሃበ ድምጺ ብኸባቢኡ ቆጺሩ፡ ብመንገዲ ብዝሒ ተወከልቲ ድምጺ ዝህብ።