ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲን በዓል ታሪኽ ፊልም “እውር ኣሞራ ቀላቢ” ኣብ ፌስቲቫል ፊልም ኣፍሪቃ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ቀረባ ጊዜ “ እውር አሞራ ቀላቢ” ዘርእስቱ ፊልም ኣብ ሲነማታት ካናዳ ንምርኢት ቀሪቡ ኔሩ፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኒውዮርክ ዝኻየድ ፌስቲቫል ፊልም ኣፍሪቃ እዚ ፊልም ዋና አካል’ቲ ፌስቲቫል ኮይኑ ኽቐርብ’ዩ። እቲ ፊልም ኣብ ናይ ውልቂ ታሪክ ደራሲ ተመርኹሱ ዝተሰርሓ ኮይኑ ብዛዕባ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝረአ ዘሎ ሓደገኛን አሰቃቂን ጉዕዞ ስደት ምድረበዳ ሰሃራን ሲናይ ዝትርኽ’ዩ።