ቅልውላው ስደተኛታት አብ አውሮፓ

ምንስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ስቴትስ ንሶሪያዊያን ሓተቲ ዕቑባ ንምቕባል ምፅራይ ድሕሪ- ባይቱኦም ክሳልጥ እየ ኢሉ ኣሎ።

ኩለን 28 ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ሓባራዊ ፃዕሪ ክገብራ እውን ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስደተኛታት UNHCR ፀዊዑ’ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቅልውላው ስደተኛታት አብ አውሮፓ