ኣብዚ ቅንያት ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ማልታን ግሪኽን ካብ ዘጋጠመ ሓደጋ ጀላቡ ስደተኛታት
ማሕሙድ ቢኪት፡ ውጻእ ሓደጋ ባሕሪ: ኣባል'ታ ኣስታት 950 ስደተኛታት ዝቐዘፈት ጃልባ ከምዝኾነ ተጠርጢሩ ኣብ ቀይዲ ፖሊስ ኢጣልያ ይርከብ።
መሓመድ ኣሊ ማሊክ፡ ውጻእ ሓደጋ ባሕሪ: መራሒታ'ታ ኣስታት 950 ስደተኛታት ዝቐዘፈት ጃልባ ከምዝኾነ ተጠርጢሩ ኣብ ቀይዲ ፖሊስ ኢጣልያ ይርከብ።