ኢትዮጵያ: ሓዳስ ፕረዚደንት ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ተመዚዛ

  • ዜና ቪኦኤ

ባይቶ ወከልቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝገበሮ ታሽዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ንወ/ሮ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ሃገራዊ ቦርድ ጌሩ ሸይሙ። ኣቐዲማ ፕረዚደንት'ቲ ቦርድ ምርጫ ዝነበረት ብርቱካን ሚደቅሳ ካብ ዝሓለፈ ነሓሰ 2015 ጀሚራ ብፍቓዳ ስራሓ ምልቃቓ ምፍላጣ ይዝከር።

ወ/ሮ ሜላትወርቅ፡ ሓላፊት ቤት ጽሕፈት ምርጫ ኢትዮጵያ ኮይና ተገልግል ዝነበረት'ያ።