ዋሽንግተን —
ድምጺ ኣመሪካ ብስልኪ ዘዘራረቦም፡ ኣብ ከተማ ጂዳ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ዘለዉ ኢትዮጵያውን ንሞት፡ ጥሜትን ሕማማትን ተሳጢሕና ኣለና ይብሉ። ንዓዶም ክምለሱ ደጋጊሞም ከም ዝሓተቱ ዝሓበሩ እቶም እሱራት ሰማዒ ዘይምርካቦም ኣካፊሎም። ንገለ ነቶም እሱራት ብስልኪ ኣዘራሪብና ኣለና፡ ግብረ-መልሲ ዝምልከቶም ኣካላት’ውን ሓዊሱ ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝተኣስሩ ኢትዮጵያውያን ኣውያቶም የቃልሑ፡ ሰማዒ ግን የሎን