19 ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዶብ ዛምቢያን ኮንጎን ኣብ ኮንተይነር መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

File

19 ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዶብ ዛምቢያን ኮንጎን ኣብ ኮንተይነር መኪና ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ሰበስልጣን ዛምቢያ ኣፍሊጦም።

ኣብታ ናይ ፅዕነት መኪና 73 ኢትዮጵያዊያን ከምዝነበሩን ብዘይሕጋዊያን ኣስገርቲ ዝተፈፀመ ምዃኑን ሰበስልጣን ዙምባቤ ይገልፁ ኣለው።

ብኻሊእ ወገን ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ምድረ ባዳ ስሃራ 34 ስደተኛታት ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ይግለፅ ኣሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

19 ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዶብ ዛምቢያን ኮንጎን ኣብ ኮንተይነር መኪና ሞይቶም ተረኺቦም