ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ጋዜጣዊ መግለፂ ካብ ዝበልዎ

Leaders of Kenya, Ethiopia & S. Sudan

ንሱዳን ንህቦ ኾነ ካብ ሱዳን ንቅበሎ መሬት የለን ክብሉ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ተዛሪቦም። እቲ ጉዳይ ምርጫ ንምክያድ ብዝቀረበ መጠን ዝለዓለ ናይ ሓሶት በለካ ለኽዓካ'ዩ ክብሉ'ውን ገሊፆም።

"ንኤርትራ ካብ ዛሕሊ ንምውፃእ እዋኑዩ" ክብሉ ሙኩራት ዲፕሎማት ኣሜሪካ ነበር ኣብ ቀረባ ንዝሃብዎ ርኢቶ ብዝምልከት ሕቶ ዝቀረበሎም ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ እዚ ኣባሃህላ አይንቅበሎን ኢሎም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

Ethiopia-PM-Hailemariam Desalegn-