ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ ንኣቶ ኃይለማርያም ደሳለኝ መሪጹ

እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ሶኒይ ኣብ ዘሳለጦ ፈላማይ ኣኼባ ንኣቶ ኃይለማርያም ደሳለኝ ቀዳማይ ሚኒስትር ንክኾኑ ዝመረጾም።

ኣብ’ቲ አኼባ መደረ ዘስምዑ ፕረዚደንት ሙላቱ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ኣገባብ ምስ ዝንቀሳቀሱ ተቃወምቲ ፓርቲታት ኣብ ሓባራዊ መድረኽ ንምልዛብ ምቅርራብ ከምዝገብር’ውን ሓቢሮም።

ተቃወምቲ ኣብ ዘይተቀበልዎ ውጽኢት ምርጫ፣ገዛኢ ፓርቲን መዋግንቱን ን547 መናብር ቤት ምኽሪ ከምዝተቖጻጸረ ዝዝከር’ዩ። ቤት ምኽሪ ወከልቲ፣ንናይ ሎሚ ዘመን ስርሑ ዝጅምር ዘሎ፣ ተቃወምቲ ኣባላት ፓርላማ አብዘይተሳተፍዎ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ንምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ጸብጻብ ቤትምኽሪ ኢትዮጵያ